ሕቶን መልሲን

ምስ ትምህርቲ ( English Language and Microsoft Office) ወይ ምድላይ ሰራሕ ( CV/Resume, Cover Letter, Search Engines, Networking, Interview…etc ) ዝተሓሓዝ ውልቃዊ ሓገዝ ናይ መምህር  እትደልዩ ተመሃሮ (ናይ ኣድማስ ኣካደሚን ብመንገድኹም እትመሃሩን)፡ ኣብዚ ታሕቲ ብምጥዋቅ ብነጻ ተመዝጊብኩም ሓገዝ ክትረኽቡ ትኽእሉ።

Admas Academy

ናይ ሕቶን መልሲን መድረኽ