መልሲ ናይ ተደጋገምቲ ሕቶታት
# ብኸመይ ክምዝገብ ይኽእል፧
– ናብዛ ቁጽሪ (+971543317453) WhatsApp ወይ ድማ ናብዚኣ ( admasacademy2025@gmail.com) ጸሓፉልና።
# ዋጋ ክንደይ እዩ፧
– ዋጋ ከከም ዓይነት ትምህርቲን ግዜን ስለ ዝፈላለ ፡ ኣብ ዌብሳይትና እንተ ስኢንኩሞ WhatsApp ወይ email ጸሓፉልና።
# ሰርቲፊኬት ኣለዎ ድዩ፧
– እወ። ትምህርቲ ብዓወት ኣብ ዝተዛዘመሉ ወረቀት ምስክር (Certificate) ንህብ ኢና።
# ኣብ ሞንጎ እንተ ኣቋሪጸዮ ገንዘበይ ይምለሰኒ ድዩ፧
– For Courses – ዝኾነ ሰብ ብዝኾነ ምኽንያት ኣብ ውሽጢ ቀዳመይቲ ሰሙን ናይ ምጅማር ትምህርቲ ምስ ዘቋርጽ፡ ብጀካ ናይ መመዝገቢ ክፍሊት : ገንዘቡ ብምሉኡ ይምለሶ።
– For Workshops – ክፍሊት ናይ መመዝገቢ ጥራሕ ስለ ዝኾነ፡ ክምለስ ኣይክእልን እዮ። ኣብ ክንድኡ ግን፡ ኣብ ካልእ workshop ብነጻ ክምዝገብ ይኽእል።
# ተመሃራይ ናይ ኣድማስ ኣካደሚ ኣይኮንኩን፡ ኣብቲ ናይ ሕቶን መልሲን መድረኽ ንኽሳተፍ ክንደይ እዩ ክፍሊት፧
– ንኹሉ ሰብ ብነጻ እዩ።