ሕቶን መልሲን ምስ ትምህርቲ ( English Language and Microsoft Office) ወይ ምድላይ ሰራሕ ( CV/Resume, Cover Letter, Search Engines, Networking, Interview…etc ) ዝተሓሓዝ ውልቃዊ ሓገዝ ናይ መምህር እትደልዩ ተመሃሮ (ናይ ኣድማስ ኣካደሚን ብመንገድኹም እትመሃሩን)፡ ኣብዚ ታሕቲ ብምጥዋቅ ብነጻ ተመዝጊብኩም ሓገዝ ክትረኽቡ ትኽእሉ። ናይ ሕቶን መልሲን መድረኽ Register For Q&A