Admas Academy

Online ትምህርቲ ካብ ገዛኻ/ኺ

ብቅዓቱ ዝሓለወ : ግብራዊን ኣዛናይን ኣመሃህራ

#ገንዘብኩም ናይ ምምላስ ውሕስነት ( ዝርዝር ሓበሬታ )

#ብጽምዲ ወይ ብጉጅለ ንዝምዝገቡ => ዓቢ ምጉዳል ዋጋ

#ናይ ሕቶን መልሲን መድረኽ => ንኹሉ ሰብ ብነጻ ( ዝርዝር ሓበሬታ )

ገለ ካብ ብልጫታት ናይ Online ትምህርቲ

ኣገደስቲ ዕዮታት ንውጽኢታውነት

Admas Academy

ናይ ኣድማስ ኣካደሚ፦

  • ግዚኡ ዝሓለወ ግብራዊ ትምህርቲ ምቅራብ
  • ብሉጻት መመሃራን ምቁጻር
  • ንተመሃሮ ናይ ምልላይ መድረኽ ምፍጣር
  • ወረቀት ምስክር (ሰረቲፊኬት) ምዕዳል
  • ናይ ስራሕ ዕድላት ንምርካብ ሓገዝ ምሃብ
  • ካልእን….
Admas Academy

ናይ ተመሃሮ ፦

  • ናይ ፍልጠት ሸውሃት ምህላው
  • ተገዳስነት ምህላው
  • ምስክርነትን ሃናጺ ነቀፌታን ምሃብ

ርሑስ ናይ ትምህርቲ ግዜ!

Thank you for visiting our website!